መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ግልጋሎት ሓለዋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ብግልጋሎት ሓለዋ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ዘሐደሱ፤

4 ንዝተዳለወ ሰነድ 100.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝክእል፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ውሕስና 10000 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ብምውሳድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኦርጂናልን ኮፒን ብፖስታ ዓሺጎም ከእትው ይግባእ፤

7 እዚ ጨረታ 26/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 10:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 11:00 ይክፈት፤

8 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415316 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ