ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንመበል 14 ጊዜ ብደረጃ ሃገር ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብቲ በዓል ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ ትሕዝ 1 ኣዉቶብስ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ
2 ካላዉዶ ዝገበረት
3 እንሹር ዝኾነት
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 15/03/2012 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
3 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/03/2012 ዓም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይክፈት
ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177