ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንመባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ መዳሕንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ስራሕ
2 መለለይ ቋፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለዎም
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ
4 ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
5 መቅረባይነት ዘሐደሱ
6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል
7 እቲ ሰዓራይ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ን እቲ ንብረት ኣብ 15 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዘከእል
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
9 ሰነድ ጨረታ መግዚኢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሞኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ይኮዉን
10 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ 5000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ
11 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 15/03/2012ዓ/ም ክሳብ 29/ 03/2012ዓ/ም እዩ
12 ጨረታ ዝዕፀሉ ዕለት 29/ 03/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ይከዉን
13 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/ 03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 64 06 89/09 23 30 26 58/09 20 24 81 22 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል