ፖሊስ ኮሌጅ ክልል ትግራይ ዝዉዕል ናይ ምግቢ ኣስቤዛ ብፕሮፎርመ ክትገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ምዝገባ ሰርትፊኬት

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ክሳብ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ቀትሪ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 76 98 53  

ጨረታ መደብ