ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ፅ/ፅባቀን ክ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተክሊ ብረት ሓፁር ካብ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ደኣንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2012 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00