104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎ ዝዉዕል አቀሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሓ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ እዚ ዘመን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ ናይ ኣቅራብነት ምዝገባ ሰርትፊኬት እና ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ጠቅላላ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ብምምላእ ብዝግባእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ና ኮፒ ናብ 104.4 ከእትዉ ይግባእ

3 እቲ ሰነድ ካብ 11/03/2012ዓ/ም እስካብ 15/03/2012ኣብ ዘሎ 5 መዓልትታት ዘይምለስ 30 ብር ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

 4 እቲ ጨረታ 15/03/2012 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ  ዕለት ሰዓት 9፡30 ይኽፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 60 29

ጨረታ መደብ

s