ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስተሪ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ባትሪን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 10, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድ

2ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ፕሮፎርማ ዕለት 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 76 69

ጨረታ መደብ

s