ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለሰ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ መኪና ኣቅሑት : ናይ ህንፃ/ ቡንባ/ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2012 10:15 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 10, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዝቐመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብዝተዓሸገ ኢቭሎፕ ካብ ዕለት 9/3/2012 ክሳብ 11/3/2012 ዓም ሰዓት 10:15 ኣብ ዘሎ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሐ መለሰ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/3/2012 ዓም ድሐሪ ሰዓት 10:15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብ አካዳሚና ቢሮ ቁፅሪ 0-06 10:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344401989