ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ አቁሑት ሕክምናን ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 17, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ፣በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓ ም ፍቃድ ንግዲ ፣ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ምዝገባ ቫት ፣ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘፍለጠሉ ወይ ዲክላራሽን ከምኡዉን ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት
- ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ምዉሳድ ይከኣል
- መክበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን መለዋወጢ መኪና 5000 ቅርሺ፣ ንኣቁሑት ሕክምናን ዝተፈላለዩ መፅሓፍትን 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይእዉን ብሲፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ተጫረቲ ከትሕዙ ኣለኩም
- ሳነዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16 ሕዳር 2008 ዓም ጀሚሩ ንተጨረቲ ክፍቲ ይከዉን
- ጨረታ 6 ታሕሳስ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ሰነድ ጨረታ ዝተዳለወሉ ቋንቋ ትግርኛ እዩ
- እቲ ናይ ጨረታ መዓልቲ በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ እቲ ጨረታ ይካየድ
- ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ንብረት ክፍሊት ንክፍፀም ዘቅርብዎ ንብረት ብባዓል ሞያ ተረጋጊፁ ምስሓለፈ ይከዉን
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451137 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል