ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዋንነቱ ናይ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ መሐመሲ ጋልባ ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 6, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

1 ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ናይ ደኣንት ትካል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 1ዓመትን 5 ወርሕን  ምሉእ ብሙሉእ ወዲኡ ዘረክብ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000.00 ብስም ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ  25/03/2012ዓ/ም ሰዓት ምእታዉ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 47 77 00 61

ጨረታ መደብ

s