ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ቢሸፍቱ ሰርቪስ ባስ መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2012 9:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 5, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/03/2012ዓ/ም ሰዓት 09፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ
4 ፕሮፎርማ 08/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9:15 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል