ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢል ቦርድ ዝልጠፍ ባነራት ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2012 10:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 25/02/2012 ዓም ጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2012 ዓም ሰዓት 10:30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s