ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ mኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 21/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል
4 ፕሮፎርማ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል