ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዘመን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዲኮርን ኮንፎርት ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣መቕረባይነት ሰርትፊኬት ፣ ምስ ንግዲ ፍቃድ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/01/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s