መቐለ ዓይነ ስውራን ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንፅሬት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ኮፒ ዘቅርብ፣ ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ፤ 2% ቲኦቲ ዝከፈለ
2 ቲን ቁፅሪ ዘቅርብ፤፣ ቫት ተመዝጋቢ ኮፒ ዘቅርብ፤ ትክክለኛን ፅሬቱን ሰታንዳርዱ ዝሓለወ ዘቅርብ፤ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነቱ ዝወስድ፤
3 ጨረታ ትሕጃ ዝምለስ 3000.00 ሽሕ ብር ናብ 1000136800748 ኣብ ባንኪ ኣታዊ ዝገብር፤
4 ኣብዚ ጨረታ ዝተማልኡ ነጋዶ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ፤
5 እዚ ጨረታ ካብ 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ 28/02/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃአኩም ክትወስዱ ትክእሉ፡
6 እዚ ጨረታ 01/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
7 ቤት ት/ቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-404290 ምድዋል ይከኣል፡፡