ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/02/2012 ዓ/ም 11:30
3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 20/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል