ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም
2 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
3 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ቅዳሕ ብምግባር ከተሓሕዙ ይግባእ
4 ግብሪ ከፋላይነት ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብ
5 ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኮን ይግባእ
6 ሰነድ ጨረታ 20 ብምክፋል ካብ ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ካብ 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ልክዕ 11:00 ሰዓት ምእታዉ ይክእሉ
7 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 03 /03 /2012 ዓም ሰዓት 11:10 ዝክፈተሉ ድማ 04/ 03/ 2012 ዓም ሰዓት 3:00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347753596