ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ቤት ዕዮታት ናይ ሓለዋ ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ
2 ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክልር ዝገበሩ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ናይ ጨረታ መክብሪ 5000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል
5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል
6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
7 ጨረታ ዕለት 28/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል