ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ዝኸዉን ንመናእሰይ indoosandout doos pame ዝኸዉን ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2012 9:32 ቅ/ሰዓት
  • ናገዛ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ                                                               

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ሰዓት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ዘቕርብ

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/02/2012 ሰዓት 9፡30 ሰዓት

ተወሳኪ ሓበሬታ - 09 42 40 51 23

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s