ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ን መናእሰይ ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 60000.00 ኮብልስቶን ካብ ሰሜን ክ/ከተማ መቕረብቲ ዘሎዉዎ ቦታ ንምፅዓን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
2 ናይ ምንነት ሊብረ ዘለኩም
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡