ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ሆስፒታል ዉቅሮ ዝርከቡ ዘገልገሉ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እቲ ሰነድ ተመሊኡ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 05/02/2012ዓ/ም እስካብ 19/02/2012ዓ/ም ይኸዉን

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን 4፡00 ሰዓት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይክፈት

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ሆስፒታል ደ/ከ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ መኸበሪ ብር 1000 ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሻለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430057 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ