ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት 1 ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 2 ንቀለብ ደርሁ ዝዉዕሉ እታዎታት 3 ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከ/ዕ/ፋ/ን/ም/ር ካብ ቢሮ ቁፅሪ 1 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/02/2012ዓ/ም ክሳብ 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክወስዱ ይክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘፈር ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱ
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝኮኑ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቲን ናምበር ዘቅርቡ
4 መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለኩም
5 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
6 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ተጫረቲ ንእትወዳደርሉ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋየናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 03 ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ክሳብ 18 ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም ሰዓት 4:45 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ከእትዉ ዝክእሉ።
8እቲ ጨረታ 18 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይንከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347752274 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።