ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 30, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ጨረታ መከበሪ 2000 ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል
4 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 28 መስከረም 2012 ክሳብ 4ጥቅምቲ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
5 እቲ ፕሮፎርማ 4 ጥቅምቲ 2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44