በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ቡክሌት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 29/1/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 1/2/2012 ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልና እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ክተረጋግፁ ንሕብር

3 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርትፊኬትን ቲን መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s