ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሰርትፊኬት ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 29, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 28/01/2012ዓ/ም ክሳብ 30/1/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፡፡
3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/1/2012ዓ/ም ሰዓት9፡30 ፡፡
ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል