ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዕንጨይቲ ፣ ናይ ሻሂ ካፍተርያ ክበበ ንሰራሕተኛታትን ንተምሃሮን ግልጋሎት ዝህብ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2012 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ክዋዳደር ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ከቕርብ ዝክእል

3 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃብ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 23/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/1/2012 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/1/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

6 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 55

ጨረታ መደብ

s