ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ tሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሞዴል ኒሳን ዲ22 መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ክሳብ 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s