ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኸኒ ናይ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ንብረት መኪና ንፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ካብ ዝተመደበልና በጀት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝዝ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 2, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 2 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 17 ሕዳር 2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞከኒ እናመፃእኩም ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ከምእትክእሉ ንሕብር
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑ
- ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ናይጨረታ መክበሪ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእሉ
- ተጫራቲ ምስሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለስን
- እቲ ጨረታ 17 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ 17 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል