ኣብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሩኡ ተገልግል ናይ መኪና 4.00077 ኢት ሞዴል iveco-turbo ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ካም ዝስዕብ ይከዉን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 20, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 19/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/01/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 21/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

5  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s