ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 19/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/1/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ተመሳሳሊ ዕለ ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s