ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ መኪና ጎማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 17, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 15, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ
2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 14/1/2012 ዓም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/1/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/1/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ይከዉን
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420
ተ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
ብርጅስቶን ጎማ ናይ መኪና ኦርጅናል | 235 / 65 R17 | ቁፅሪ | 05 |