ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንቤት ፀሕፈታት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተጫረቲ
- ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዘፈር ንግዲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
- ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩም ወይድማ ግብሪ ዝከፈልኩም
- ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምብር ዘለኩም
- መቅረባይነት ተወሳኪ እሴት ታክስን ዝተመዝገብኩም
- ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክትቅርቡ እትክእሉ
- ንሕድሕድ መረዳእት ዘይምልስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ዝቀረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ 29 ጥቅምቲ 2008 ዓም ክሳብ 14 ሕዳር 2008 ዓም ብምምፃእ ክትወስዱ ይዕድም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344430357 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል