ን 3ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእኸላይ ሻንጣን ምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም ከማኡ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 7, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፊኬት ዘቕርብ

4 ፕሮፎርማ ካብ 06-08/01/2012ዓ/ም ሰዓት  11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 09/01/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ

ጨረታ መደብ

s