ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣባላት ደንቢ ክዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 7, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
bidding: search status closed

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሰነ 2011ዓ/ም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን

3  ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ 300000.00 ኮይኑ 1000000.00 ብስፒኦ ምስቲ ናይ ጨረታ ከትሕዙ ዝክእሉ

6  ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ 4ተ ወርሒ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ 100 ብር ብምክፋል ካብ ዟመልእዎ ማህተም  ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

8 ካብ 07/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይካኣል

9 ጨረታ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 30 መዓለቲ ይካዉን

11 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ጨረታ መደብ

s