ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገናን ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጃ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ሰብ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 5, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ዉዕሊ ዝኣስር ንሓደ ዓመት ኮይኑ ኩነታት ኣፈፃፅማ ተራእዩ ዝህደስ
ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቁሑት ብትካልና ዝቀርብ ይከዉን
1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት
2 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርተፊኬት
3 እዚጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ ዕለት 05/1/2012 ዓ/ም ጀሚሩ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምግዛእ ትክእሉ
4 ጨረታ ብዕለት 01/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅ/ቀ ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ሕጋዊ ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 2 ሚኢታዊ ብዘቅረብዎ ጠቅላ ዋ ብመልክዕ ሲፒኦ ዘትሑዙ
5 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408780