ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ ቤት መዘጋጃ ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቕ ጋሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
ደረቕ ጓሓፍ ምዉጋድ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 10000.00 ቅርሺ
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብ ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉንት ናምበር ዘቅርቡን
2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦጅናል ዶክመንትን 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ ዘቕርቡ
3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ በር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ
4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/01/2012 ዓ/ም ሰዐት 8፡30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉን ድማ በቲ ዕለት 19/01/2012 ዓ/ምሰዓት 9፡00 የክፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከኣል ምካኑ
5 ቤት ፅሕፈት ነቲጨረታ ብክፋል ይኵን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካኑኩም ንሕብር
7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጀቡሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል