ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ፅላል : ቲ ሸርት በዓል ካሌታ ምስ ቆቢዑ : ባነርን ፖስተር ክሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ስራሕ ዓመት ንግዲ ፈቓድ ዘሐደሱን ናይ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን

2 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዓደጊ ዋጋ ብር 20 ከፊሎም ዝወስዱ

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 28/12/2011 ዓ/ም እስካብ 4/13/2011 ዓ/ም ይኸዉን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ ኢኩም

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 4/13/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 4/13/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝክፈት ይኸዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

8 ስፐስፊኬሽን እናደመፃእኩም ዉሰዱ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s