ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት ኣወዳዲሩ ክገዝእይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2011 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ዕለት 30/12/2011 -04/13/2011 ዓ/ም ኮይኑ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይከዉን

6 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ

ጨረታ መደብ

s