ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መጋብያ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝተመደበሉ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናይ ዉሽጢ መጋጣጠምቲ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣መለዋወጢ ኣቁሑ መኪናን ፣ሳይክልን ኣወዳሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊቲግብሪ ቲን ናምበር ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
3 ናይ መቕረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንን
4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
5 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት5000 ብር ፣ ኣቁሑት ፅሬት3000 ብር፣ ናይ ዉሽጢ መጋጣጠምቲ2000፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን 3000ብር ፣መለዋወጢ ኣቁሑ መኪናን 2000ብር ፣ሳይክልን2000ብር
6 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ቢሮ ቁፅሪ ምዉሳድ ይክእሉ
7 ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ትካልና ከቅርብ ዝክእሉ
8 ምልከታ ጨረታ 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 07/01/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ይከዉን ጨረታ 08/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 00 28 ይደዉሉ