ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቁሑ ክጫረት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መፍለይ ቲን ናምበር ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5ፕሮፈርማ ዝዕፀወሉዕለት 01/13/2011 ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ኮይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ይኸዉን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s