ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2011 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዘኽእል
2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃብትን ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርትፊኬት ተን ናምበር ዘቅርቡ
4 ተወዳደርቲ ኣብዝመልእዎ ፕሮፎርማ ፣ማሕተም፣ፊርማ፣ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ምስ ስ.ቁፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ
6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርቡ ዝኽእሉ
8 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ 20/12/2011ዓ/ም -23/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-406577 ወይ ብኣካል ናብ ቢሮ ቁፅሪ 205 ምምፃእ ይከኣል።