ኮርፓሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ZNA ዝዓይነተን ሞዴል 1033 UBX ዝኮና መካይን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ኒሳን (ZNA ሞዴል 1033 UBX) | 10000 ሰርቪስ | ቁፅሪ | 01 |
2 | ኒሳን (ZNA ሞዴል 1033 UBX) | 5000 ሰርቪስ | ቁፅሪ | 02 |
1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
4 እዚ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት
5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 41 76 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል