ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝዉል ባትሪ ንምዕዳግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2011 11:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዝርዝር ንበረት | መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ |
1 | መኪና ባትሪ | 70 A ብሳንፕል | ብቁፅሪ | 3 |
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/12/2011 ክሳብ 17/12/2011 ዓም ሰዓት 11:30
3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ባትሪ ዘርፊ ዝተሰማረኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ኣብ ናይ መቅረባይነት ሰረተፊኬት ዝተመዝገቡ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ
4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 11:30 ጀሚሩ
5 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
ስልኪ ቁፅሪ 0344409343