ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ን 2008 ዓም ዝተመደበልና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሕትመትን ፡ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ፡ከምኡዉን ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን
  2. ናይ ዝርዝር መቅረባይ ወረቀት ምስክር ተቅርቡ ትክእሉ
  3. ቲን ነምበር ዘለዎም
  4. ናየ ጨረታ ሰዓራይ ብዉዕሊ መሰረት ዝፍፅም ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ንቲ ጨረታ ከምዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ሰዓርነቶም ካብ ዝፈለጥሉ ጀሚሮም ዉዕሊ ብዝኣሰርዎ መሰረት ንብረት ኣታዊ እንተዘይገይሮም ብመሰረት ዕዳጋ መምሒ ክቅፃዕ ከምዘለዎ ክፈልጡ ኣለዎም
  5. ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅረቦ ዝርዝር ንብረት ወፃኢ ምቅራብ ኣይከኣልን
  6. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረጅ ሸምን ክታምን ከምኡዉን ኣድራሻ ማሕተም ክህልዎ ኣለዎ
  7. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2008 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 2 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ይከዉን ።ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 2 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡30 ይከዉን
  8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344442541 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ጨረታ መደብ

s