ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2011 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ካሜራ | 01 |
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ/ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 17/12/20111 ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት
3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪ ካሊእን ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ
4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 67 27