ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ መኪና ጎማ ኩነ 25 ምስ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 10:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ፒክ ኣፕ 755 ምስ ካላማደርያ ሓፂር ቮልቦልኡ | 755 | ቁፅሪ | 05 |
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም
2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ
5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/12/2011ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል