ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ቦልደን ባትሪ | 70A | ቁፅሪ | 04 |
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/12/2011 ዓ/ም እስካብ 15/12/2011 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል
3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 9፡00
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 9፡30
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37/03-44-40-01-58 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል