ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ክፍለከተምኡ ንዘለዋ ሴክተራት ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር USB ከፀግን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ይክእሉ ነጋዶ ምልክታ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ፕሪንተር ፎርማተር ቦርድ ምፅጋን USB PORT | Hp leserjet pro 401dn | ቁፅሪ | 02 |
2 | ፕሪንተር ፎርማተር ቦርድ ምፅጋን USB PORT | Hp leserjet pro 2055 | ቁፅሪ | 02 |
1 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃደ እና መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል