ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 19, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
ተወዳደርቲ ከማልእዋ ዝግባእ
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይም ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
- ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይ ፍቃድ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ወይዉን ቲን ነምበር ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ መክበሪ ናይ ፅሬት ኣቁሑት 10,000 ቅርሺ ናይ ደቀቅቲ ኣቁሑት ሕትመት 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል
- ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ምእሳር ዝክእል
- ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኖም ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጋዓዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማ ሙሉእ ኣድራሻን ምስ ስልኪ ቁፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ ክኮኑ ኣለዎም
- ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ሰነድ 30 ቅርሺ ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 19 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ክሳብ 3 ሕዳር 2008 ዓ ም ቀትሪ ሰዓት 8 ፡30 ኣብ መስራቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9 ፡00 ተጫረቲ ወይዉን ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
- ኣብ ናይ ዋና መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 መዓልቲ ይፀንሕ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ደዊልኩም ደዊልኩም ወይድማ ብኣካል ኣብ ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ቀሪብኩም ምሕታት ይከኣል