ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ናይ ማይን መገጣጠሚን ንብረታት፣ ዝተፈላለዩ ዓለባ ደንቢ ልብሲ : ንተሓከምቲ ምግቢ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011/2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም፤ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዘለዎምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሰብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤
4 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ከምእዉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና ወይድማ ተጫራቲ ክህልዎ አለዎ።
6 ንመክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምዉሳድ ይከኣል::
8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን 06/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 30/12/2011 ዓ/ም 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክ/ቁፅሪ 34 ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምእታው ይከኣል።
9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/12/2011 ቅድሚ ቀትሪ 3፡00 ሰዓት በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት።
12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344-442566 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::